17/07/2024
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ንክትልዉጥ ትጽዕር እንበር ተስፍ ኣይትቆርጹን እያ
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ናብሳ ትክእል ፈተናታት እንተብዝሑዋ
🔰ብትዕግሥትሰቲን ተጸዋርነትን ብሓይሊ ክርስቶስ ዝሓልፍ ምኳኑ ትኣምን
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ንናብሳ መሲሊ ትናብር
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ብካልኣት ንክትፉቶ ዘይትማሳሰል እያ
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ብቲ ዘለዋ ተመስገን ኢላ ንኣምለካ ተመስገን እያ
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ኣብ ወሽጣዊ ፅባቀ እንበር ኣብ ደጋዊ ፅባቀ ዘይትኣምን እያ🙏
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ናይ ሰብ ሃፍቲ ዘይትጺብን ካብ ሰብ ጥቁሚ ዘይትደሊን እያ
🔰ዕላማ ዘለዋ ሄዋን ጠንካራ እያ እቲ ትሚነዮ ወዲ ኣዳም ደማ ልክዕ ከምቲ ንሳ እቲሓሳቦ ክክንሊ ትመን
ብዓሲ ተኣማንነትን ሓቦን ተበግሶን ሰኒቁ ካብ ወድቀቱ ተሲኡ ፅባሕ ክልእ ማዓልቲ ምዃኑ ኣሚኑ ንቅድሚት ተሓባቢሮም ክስጉሙ ኣብ ጉዞ ህይወት መሳንክልን ፈተናታትን ከም ዘሎ ኣሚኑ ተስፍ ክይቆርጼ ንቅደሚት ከሱጉሙ ከለዉ ኣብ ችግርን ምክራን ጸግምን ኣብ ዝተፈጥረሉ ግዜ ደማ ኣብ ታሕቲ ፊጣሪ ሓቢሮም ክቡደሁ ክብጉሱ ከለዉ አሹዑ ኣብ ቲ ዝደልዮዎን ዝምነዮዎን ክብጹሑ ክለዉ ሓድሽ ማዓልቲን ዕለት ኢሉም ብሓጉስን ደስታን ቤቱም ደሙቁ ንኣምለክም ከምስገኑ ከለዉ እቲ ናይ ነዊሕ ግዜ ናፊቆተን መፈላለይን አሹዑ ኣብ ግጸም ፍሽክታ😁 ክትራኢ ኩለካ ሹዑ እዩ ዝጀመር እቲ ሙቁር ህይወት🥰❤ተስፍን ሕልሚን ምክይዲ እዩም😁ኣጆና ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋተይን ኣሕተይ መጻኢና ቡሩህ እዩ🔥 ኣብቲ ንደልዮ ክሳብ ንበጽሕ ተስፍና ኣብ ታሕቲ ፊጣሪ ምሉእ ክንገብሮ አለና🙏😇💙
ካብ ዘንበብኩዎ✅👆