Axum press

Axum press ኣብ ዓድዋ ይነብር

23/06/2026

ሰበር ዜና
ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ዘሎ ጉሕለት ብዙሕ እንትኸውን ሓደ ካብቶም ዋና ጉሕለታት ዝኾነ ናይ ሶላር ፕሮጀክት እዩ!!
ዝርዝር ከነስዕብ ኢና!
PLC ኾይኑ ኣሎ!!!

22/06/2026

ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ናይ ፕሮፌሰር ገብረየሱስ ብርሃነ ናይ ሓለፍነቱ ውልቀ ማሕበር (PLC) ንብረት ኮይኑ
ግርም
ምክትላት ውዕሎ ኣበል ከይፍርማ ተኸልኪለን

16/05/2026

ኣብ ከተማ ዓድዋ ዘሎ ሙስናን ኪራይ ኣካብነትን ንምክልኻል ዓሊምኩም እትንቀሳቐሱ ዘለኹም tadese and legese ዕረፉ
ተነቒሕኩም እዩ!!
ኣብ ከተማ ዓድዋ ዘሎ ሙስና ኣብ ቀረባ ግዜ ክቃላዕ እዩ!!

16/04/2025

ኣብ ዩኒቨርስትና ዘለው ጥፍኣታት ምጥቋም ይከኣል!!!

Address

Adwa
Adwa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Axum press posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category